We’re thrilled to announce the official launch of our project, Tech-Driven Expression: Harnessing AI to Empower Girls Through Graphic Stories!
Today, we had an inception workshop with stakeholders in mekelle, Axum Hotel, setting the stage for a project that will empower 50 young women and girls to create their own graphic stories using AI
ደቂ ኣንስትዮ ብሰብ ስራሕ ብልሒ (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) ተሓጊዘን ሓሳባተን ብስእሊ ዝገልፃሉ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ።
መቐለ፥ 11 ነሓሰ 2016 ዓ.ም (ቴሌቪዥ ትግራይ)- ኤስቲኤስ ምስ (USAID)ብምትሕብባር ኣብ ከተማ መቐለ ን50 ደቂ ኣንስትዮ ዝጠቅም ፕሮጀክት ኣብ ምፍፃም ይርከብ።
ምክትል ሓላፊት ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ወ/ሮ ኣለማት ኣማረ እቲ ፕሮጀክት ደቂ ኣንስትዮ ምስ ዲጅታል ቴክኖሎጂ ክላለያን ዓርሰን ንቕድሚት ንክወፃን ዝገብር እዩ ኢለን ።
ኣካያዲ ስራሕ ትካል ኤስቲ ኤስ(Sustainable Technology Solutions) ኢንጅነር ገብሩ ግደይ እቲ ዕላዊ ኮይኑ ዘሎ ፕሮጀክት ደቂ ኣንስትዮ ብኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ተሓግዘንን ናይ ባዕለን ዓቕሚ ተጠቕመንን ካብ ዝበፅሐን በሰላ ከመይ ክሓውያ ከምዝግባእ ዝሰርሕ እዩ ኢሎም።
ኤስቲኤስ (STS)ኣብ ቴክኖሎጂ መሰረት ገይሩ ኣብ ዘፈራት ትምህርቲ ፣ጥዕና፣ሕርሻን ኢንዳስትርን ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል እዩ።